06/06/2024
ብስራት ንደለይቲ ፍልጠት✍️🖥📚
ከመቀጸልታ ክንህቦ ዝጸናሕና ትምህርቲ
ሕጂዉን ንዕለት 17-6-24 ናይ Accounting ትምህርቲ
ክንጅምር ምዃና ብሐጎስ ነበስር።
እንህቦ ትምህርቲ ብኣካልን፥ ከምኡ ዉን ኣብርሑቅ ንዘለኹም ብ On line ምዃኑ ነበስር።
ንዝያዳ ሐበሬታ በዚ ኣብታሕቲ ዘሎ ኣድራሻና ርኸቡና
ብድሐን ምጹ::